ርእይቶ ህዝቢ ኣብ ጉዳይ ኣዋጅ ናይ ህጹጽ ግዜ ሓደጋ ኢትዮጵያ

  • ግርማይ ገብሩ

ከተማ መቐለ

መንግስቲ ኢትዮጵያ መስከረም 28 ንዘመሓላፎ ኣዋጅ ህፁፅ ጊዜ ህዝቢ እንታይ ይብል?

ብዛዕባ'ዚ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተአወጀ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ድምጺ ኣሜሪካ ዘዘራረቦም ኣብ ከተማ መቐለ ዝርኸቡ ዜጋታት እንታይ ይብሉ?

ርእይቶን ሓሳብን እዞም ዜጋታት ኣብዚ ምስማዕ ይኸአል።

Your browser doesn’t support HTML5

መንግስቲ ኢትዮጵያ መስከረም 28 ንዘመሓላፎ ኣዋጅ ህፁፅ ጊዜ ህዝቢ እንታይ ይብል?