ርእይቶ ነበርቲ አዲስ አበባ ኣብ ምምራጽ አቦ መንበር ኢህወዴግ ዶ/ር አብይ ኣሕመድ

Your browser doesn’t support HTML5

ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ አቦ መንበር ኢህወዴግን ኮይኖም ተመሪጾም። ብመሰረት ሓበሬታ መራኸቢ ብዙሃን እታ ሃገር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ልዕሊ 60 ሚእታዊት ድምጺ ተወከልቲ ህዝቢ ብምርኻብ ምዕዋቶም ሓቢሮም።