ርእይቶ ገለ ነበርቲ መቐለ ኣብ ምሻም ዋና ኣመሓዳሪ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ርእይቶ ገለ ነበርቲ መቐለ ኣብ ምሻም ዋና ኣመሓዳሪ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ድሕሪ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ምኽታም ውዕል ፕሪቶርያ፣ ንጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝመርሕ ፕረዚደንት ዝሓለፈ ሰሙን ብህወሓት ድሕሪ ምምዛዙ፣ ኣካል’ቲ ውዕል ዝኾነ ፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ድማ ነቶም ሕጹይ ኮይኖም ዝቀረቡ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ከምዝሾሞም ሎሚ ብወግዒ ተገሊጹ ኣሎ። ኣብ ምምራጽ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ርእይቶ ገለ ነበርቲ መቐለ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።