ነበርቲ መቐለ ንዝሓለፋ 25 ዓመታት ብኸመይ ይግምግምዎ?

  • ግርማይ ገብሩ

ፋይል- ግንቦት 21, 2015.

ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓት ደርግ ወዲቑ ገዛኢ ፓርቲ ኢትዮጵያ ኢህወደግ ስልጣን ካብ ዝሕዝ 25 ዓመታት ኣቁጺሩ'ሎ።

ኣብ ትግራይ ጉዕዞ 25 ዓመት ብኸመይ ይግምገም? ኣብ ዝብል ዝበዝሑ ታሕጓስን ነስሓን ዝተሓዋወሶ ስምዒት ኣለና ይብሉ።

ዝበዝሑ ሰርዓት ደርግ ብምውዳቑ ሕጉሳት ኢና ግን ገና ብዙሕ ዘይተሰርሐ ስርሓት ኣሎ ይብሉ።

ንርእይቶታት ህዝቢ ብዛዕባ ዝሓለፈ 25 ዓመታት ካብ ትግራይ ከተማ መቐለ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ነበርቲ መቐለ ንዝሓለፋ 25 ዓመታት ብኸመይ ይግምግምዎ?