VOA60 ዓለም- ለውጢ ክሊማ ንምቅላስ ተወሳኺ ናይ ገንዘብ ሓገዝ ከምዘድልይ ተገሊጹ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ፈረንሳ ዝኻየድ ዘሎ ዋዕላ ፓሪስ ለውጢ ክሊማ ንምቅላስ ተወሳኺ ናይ ገንዘብ ሓገዝ ከምዘድልይ ተገሊጹ