ፕረሲደንት ኢሳያስ ዝበሎ ንሕገ-መንግስቲ ዝምልከት የካትዕ

Eritrea President Isaias Afewerki (r) being Interviewed by VOA`s Peter Clottey (r) in New York

ኣቶ ዓብደልራሕማን ሰይድን ኣቶ ኣሉላ ኣብራሃምን-ክልቲኦም ካብ ዓዲ እንግሊዝ- ኣብ`ቲ ፕረሲደንት ኢሳያስ ዝበሎ ንሕገ-መንግስቲ ዝምልከት ይካትዑ

ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብምኽንያት ሓዲሽ ዓመት 2015 ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝሃብዎ ቃለ-መጠይቕ፡ እቲ ኣብ 1997 ዝጸደቐ ቅዋም ከይተተግበረ ከምዝሞተ ብምጥቃስ፡ ሓዲሽ ቅዋም ይንደፍ ከምዘሎ ገሊጾም ኔሮም።

ተቓዋማይ መንግስቲ ኣቶ ዓብደልራሕማን ሰይድን፡ ደጋፊ መንግስቲ ኣቶ ኣሉላ ኣብራሃምን ( ክልቲኦም ካብ ዓዲ-እንግሊዝ) ኣብ ርኢቶ ኣቶ ኢሳያስን ትሕዝቶ ሕገ-መንግስትን ተካቲዖም ኣለዉ።

ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል

Your browser doesn’t support HTML5

Eritrea-Constitution-Debate-Part-2

Your browser doesn’t support HTML5

Eritrea-Constitution-Debate-Part-1