ትንታነ ኣያ ፍሰሃ ኣብ መደረ ፕረሲደንት ኦባማ

ABŞ prezidenti illik hesabat məruzəsi ilə çıxış etdi

`ፕረሲደንት ኦባማ፡ ደመና ቅልቅላው ሓሊፉ`ዩ ምባሎም እሰማማዕ`የ`

ኣብ`ቲ `ደሃይ` ተባሂሉ ዝፍለጥ ናይ ነዊሕ እዋን ናይ ኤርትራውያን መድረኽ መርበብ ሓበረታ፡ ገዲም ተሳታፍ`ዩ። ኣያ ፍሰሃ ብዝብል ሽም`ውን ይፍለጥ።

ኣያ ፍሰሃ ሃብተ ንሎሚ ዝዓደምናዮ፡ ኣብ ሃገራዊ መደረ ፕረሲደንት ኦባማ ርኢትኡ ክህብ`ዩ።

ኣብ`ዚ መስመር ክትሰምዕዎ ትኽእሉ፡

Your browser doesn’t support HTML5

ኣያ ፍሰሃ ሃብተ