ኮኸብ ተዋሳኢት ሓረገወይኒ ሃይለ ኣብ ቪኦኤ ቀሪባ

Artist Weinihareg Haile -Beki

ብሰንኪ ኸቢድ ሕማም ንፈተውታ ኣሻቒላ ዝሓገየት በኪ፡ ካብ ሕማማ ናጻ ተባሂላ ናብ ስድራኣን ደቃን ኣስመራ ተመሊሳ`ላ።

" ብሓይሊ ኣምላኽ ስለዝኾነ፡ ተመስገን ካብ ምባል ሓሊፈ ክገልጾ ኣይክእልን`የ " ትብል በኪ። ንኹሎም ኣብ ዙርያ ዓለም ዘለዉ ኣፍቀራታ`ውን ልዑል ምስጋና ተቕርብ።

መሓዛኣ ሲዶና ረድኢ`ውን ብታሕጓስ ስምዒታት ክትቆጻጻር ኣይከኣለትን።

ኣብ `ዚ ሎሚ ዝቐረበ መድብ ቂሐ ጽልሚ፡ ሓዳሽ ሲዲ ዘመረቐ፡ ኣብ`ዚ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ዝነብር ድምጻዊ ግርማይ ግደይ (ወዲ ግደይ) `ውን ቀሪቡ`ሎ።

Wedi-Gidey

ምሉእ መደብ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል

Your browser doesn’t support HTML5

with Beki Sidona and wedi gidey