ዋሽንግተን —
ወፍሪ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ብውዕውዕ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ ሕጂ እዋን ፕረዚደንት ጆ ባይደንን መወዳድርቶም ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ዝበሃሉ ዶናልድ ትራምፕን ኣብ ልዕሊ ቻይና ተሪር መርገፂ ከምዝሕዙ ቃል ይኣትዉ ኣለዉ። ቻይና'ኸ ኣብቲ ውድድር ዘለዋ ርእይቶ እንታይ ይመስል ንዝብል ድምጺ ኣመሪካ ንገለ ነበርቲ ቤይጂንግ ኣዘራሪቡ'ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ርእይቶ ነበርቲ ቤይጂንግ ንዝመጽእ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ