ጋዜጠኛ ቪኦኤ ኒኮላስ ፒናልት ንመዓስከር ስደተኛታት ቀይሕ መስቀል ሮማ-ኢጣልያ አብ ዝበጽሓሉ ዝተሳእለ
መብዛሕትኦም ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ዝደሓኑ ኽኮኑ ከለው መጀመርያ አብ ሲሲሊ ዝዓተዉ'ዮም ግን ጉዕዞም ናብ ስውዲን ወይ ጀርመን ንምቅጻል አብዚ እዋን አብ ሮማ ይርከቡ።
አፍሪቃዊያን ስደተኛታት አብ መዓስከር ስደተኛታት ሮማ-ኢጣልያ
ሰለስተ ሊብያዊያን ስደተኛታት አብ መዓስከር ስደተኛታት ቀይሕ መስቀል ሮማ-ኢጣልያ
አፍሪቃዊያን ስደተኛታት አብ መዓስከር ስደተኛታት ቀይሕ መስቀል ሮማ አብ ምዝንጋዕ
ስደተኛታት አብ መዓስከር ስደተኛታት ቀይሕ መስቀል አብ ጸወታ
A man walks under trees with colored leaves during autumn in central Minsk, Belarus.
ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ አብ መዓስከር ስደተኛታት ቀይሕ መስቀል ሮማ-ኢጣልያ
ወዲ 23-ዓመት ማላዊ ስደተኛ Sama Tounkara
ወዲ 22-ዓመት ማላዊ ስደተኛ Babacar Sogoba
ማላዊያን አዕሩኽ ስደተኛታት Babacar Sogoba ን Sama Tounkara
ወዲ 16-ዓመት ጋምብያዊ ስደተኛ Morro Sanneh
መጻወቲ ቆልዑ አብ መዓስከር ስደተኛታት ቀይሕ መስቀል ሮማ- ኢጣልያ
አብ ውሽጢ ቴንዳ መዓስከር ስደተኛታት ቀይሕ መስቀል ሮማ- ኢጣልያ
ሓደ ወልቀ-ሰብ ክዳውንትን መጻወቲ ቆልዑን ንመዓስከር ስደተኛታት ቀይሕ መስቀል ሮማ እንዳለገሰ
መዓስከር ስደተኛታት ቀይሕ መስቀል ሮማ-ኢጣልያ
ማእከል በጻሕቲ አብ መዓስከር ስደተኛታት ቀይሕ መስቀል ሮማ-ኢጣልያ