ሰብ-ሞያ፡ ኲናት ኣብ ጥዕና ስነ-ኣእምሮ ዝፈጥሮ ተጽዕኖ የብርሁ

  • በትረ ስልጣን

Your browser doesn’t support HTML5

ሰብ-ሞያ፡ ኵናት ኣብ ጥዕና ስነ-ኣእምሮ ዝፈጥሮ ተጽዕኖ የብርሁ

ኲናት ኣብ ጥዕና ስነ-ኣእምሮ ዝፈጥሮ ተጽዕኖ ብዝምልከት ሰብ ሞያኣብዚ ጉዳይዚ ሓሳባቶም ከካፍሉና በዓል ሞያ ጥዕና ስነ-ኣእምሮ ዶክተር ቴድሮስ ኣማኑኤል ካብ ሽወደን፣ ፕረዚደንትን መስራቲትን መርበብ ዓለምለኸ ሰብሞያ ሕክምና ክልል ትግራይ ዶክተር ርሻን ደስታ ካብ ኣመሪካን፣ ክኢላ ጥዕና ስነ-ኣእምሮን ዶክተር ዜናዊ ዘሪሁን ካብ ዩኒቨርስቲ መቐለን ኣዘራሪብናዮም ኣለና።