ዋሽንግተን —
ልዕሊ 1.2 ሚሊዮን ቬየትናማዊያን ስደተኛታት ኣብ ኣመሪካ ይነብሩ። ብዙሓት ካብኣቶም ድሕሪ ኲናት ቬየትናም ናብ ኣመሪካ ዝመጹ'ዮም። ኣብዚ ቐረባ እዋን ሓድሽ ማዕበል ስደተኛታት ቬየትናማዊያን ኣብ ማሕበረሰብ ቬየትምል ብዛዕባ ስደተኛታት ክትዕ ኣለዓዒሉ ኣሎ።
ኣብዚ ናይ ምርጫ ወቕቲ ድማ ሓደ ካብቲ ቐንዲ መዘራረቢ ነጥብታት ኮይኑ ኣሎ። ወ
Your browser doesn’t support HTML5
ቬየትናማዊያን ስደተኛታትን ደቆም ኣብ ፖሊስ ዶብ ኣመሪካ ዝተኸፋፈለ መርገጺ ኣለዎም