ርእሰ-ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ቦምብ ኢስታንቡል - ቱርኪ

Your browser doesn’t support HTML5

አብ ከተማ ኢስታንቡል ብዘጋጠመ ርእሰ-ቅትለታዊ መጥቃዕቲ ቦምብ አስታት 10 ሰባት ሞይቶም ካልኦት 15 ድማ ቆሲሎም። ፕረዝደንት ቱርኪ እቲ መጥቃዕቲ ብሶርያዊ'ዩ ተፈጺሙ ክብሉ ርእይቶኦም ሂቦም ኣለው።