ምኽትል ፕረዝደንት ኣሜሪካ ማይክ ፔንስ ምስ መራሕቲ ኣውሮጳ ተራኺቦም ተዘራሪቦም

  • ዜና ቪኦኤ

ምክትል ፕረዝደንት ኣሜሪካ ሜይክ ፔንስ ምስ ፕረዝደንት ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮጳ ዶናልድ ተስክ

ምኽትል ፕረዝደንት ኣሜሪካ ማይክ ፔንስ ምስ መራሕቲ ኣውሮጳ ተራኺቦም ንዝደልደለ ርኽብ ድልውነት ኣሜሪካ ኣረጋጊጾም።

ንሶም ምስ መራሕቲ ኣውሮጳ ንምርኻብ ንዝረኸብዎ ኣጋጣሚ ኣመስጊኖም፡ ኣሜሪካ ምስ ኣውሮጳ ድልዱል ዝምድና ንኽህሉ ዘለዋ ውፍዩነት ኣረጋጊጾም ኣለው።

ሚስተር ፔንስ ኣብ ብራስልስ ምስ ሓላፊ ፖሊሲ ወጻኢ ሕብረት ኣውሮጳ ፈደሪካ ሞግሃሪኒ ኣብ ዝተራኸብሉ እዋን’ዮም ነዚ ገሊጾም።

ሞግሃሪኒ ብወገነን ሕብረት ኣውሮጳን ኣሜሪካ ሓቢሮም ክሰርሕዎ ዘለዎም ብዙሕ ነገራት ኣሎ ክብላ ገሊጸን።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ምኽትል ፕረዝደንት ኣሜሪካ ማይክ ፔንስ ምስ መራሕቲ ኣውሮጳ ተራኺቦም ተዘራሪቦም