ኢጣልያዊ ኤርትራዊ ኢዮብ ፋንኤል ኣብ ማራቶን ቨኒስ ተዓዊቱ

Your browser doesn’t support HTML5

ሰንበት ጥቅምቲ 22,2017 ዓ.ም ዝተኻየደ መበል 33 ማራቶን ቬኒስ ኢጣልያዊ ኤርትራዊ ኢዮብ ፋኒኤል ቀዳማይ ፡ኤርትራዊ መሃመድ ሙሳ ካልኣይ ማውቲታናዊ ታሪቕ ባማሩፍ ሳልሳይ ኮይኖም ተዓዊቶም።