ብርክት ዝበሉ ኣህጉራውያን ትካላት፡ ንምፍታሕ ጅቡታውያን ምሩኻት ኩናት የሞግሱ

ፋይል- ኣደ-መንበር ሕብረት ኣፍሪቃ ኒኮሳዛና ዙማ

ኣደ-መንበር ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ኒኮሳዛና ዙማ፡ እቲ ምፍታሕ እሱራት ኩናት፡ ንኤርትራን ጅቡትን ናብ ንቡር ምሕዝነት ዝወስደን “ትኽክለኛ መንገዲ”እዩ ኢላ።

እቲ ብሽምግልና ቐጠር ኣብ 2010 ዓ.ም.ፈ ዝተፈረመ ስምምዕ፡ ብምሉኡ ክትግበር ድማ ኣተሓሳሲባ።

ሕብረት ኤውሮጳ ብወገኑ፡ እቲ ሓዲሽ ምዕባለ ንዕርቂ ክልቲአን ሃገራት መሰረት ክኸውን ተስፍኡ ገሊጹ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ብርክት ዝበሉ ኣህጉራውያን ትካላት፡ ንምፍታሕ ጅቡታውያን ምሩኻት ኩናት የሞግሱ