መዓልቲ ፍቑራት ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብኸመይ ይኽበር?

ሎሚ መዓልቲ ቫለንታይንስ ደይ ወይ መዓልቲ ፍቑራት ተባሂሉ ይዝከር። ኣብ`ዚ ኣብ ኣሜሪካን ብርክት ዝበላ ሃገራት ዙርያ ዓለምን፡ ዕንባባን ቸኮሌትን ከምኡ`ውን ዝተፈላለዩ ህያባት ብምልውዋጥን ካልእ ኣገባባትን ይዝከር።

ኣብ ከባቢ ሰማዕትና`ኸ ተኣታትዩ`ዶ ይኸውን ንብዝል ንምፍታሽ ናብ ገለ ከተማታት ኤርትራን ክልል ትግራይን ሃንደበታዊ ናይ ስልኪ ጻዊዒታት ብምክያድ ርእይቶታት ህዝቢ ሓቲትና ኣለና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

መዓልቲ ፍቑራት ብኸመይ ይኽበር?