"ርክብ ኣመሪካን ቬትናምን ንቻይና ዝጸሉ ኣይኰነን፡” ፕረ.ባይደን

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

"ርክብ ኣመሪካን ቬትናምን ንቻይና ዝጸሉ ኣይኰነን፡” ፕረ.ባይደን

ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ቻይና ኣብ ኒው-ደልሂ ኣብ ዝተቓንዐ ዋዕላ ጕጅለ 20 ቀጥታዊ ዝርርብ ከካይዱ ክኢሎም እዮም። ባይደን ድሕሪ እቲ ናብ ቬትናም ዝገበርዎ ታሪኻዊ ዑደት ኣብ መንጎ ቬትናምን ሃገሮምን ዘሎ ርክብ ስትራተጂካዊን ኩለመዳያዊን ሽርክና እዩ’ምበር ምስ ቻይና ዝተተሓሓዘ ጉዳይ ኣይኮነን ኢሎም።