ህጹጽ ኣኼባ ሃገራት ኣውሮጳ ኣብ ጉዳይ ዩክሬን

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

መራሕቲ ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ኲናት ዩክሬን-ሩስያ ንምዝርራብ ትማሊ ሰንበት ኣብ ከተማ ሎንደን ተራኺቦም። ፕረዚደንት ዩክክሬን’ውን ድሕሪ’ቲ ምስ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዘካየዶ ርሱን ዝርርባት ንዋይት ሃውስ ለቂቁ ንኽወፅእ ዝተሓተተሉ ፍፃመ ድሕሪ መዓልታት ምውቅ ኣቀባብላ ኣብ ለንደን ተጌርሉ'ሎ። ፀብፃብ ኣራሽ ኣራባሳዲ ድሕሪ’ዛ ሓፃር መሰጋገሪ ክስዕብ’ዩ።