ምርጫ ኣመሪካን ዘይወሰኑ መረጽቲን

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ምርጫ ኣመሪካን ዘይወሰኑ መረጽቲን

ዕድመ ወፍሪ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ትሕቲ ሓደ ወርሒ ኣብ ዝተረፈሉ እዋን፣ ዶናልድ ትራምፕን ካማላ ሃሪስን ነቶም ንመን ከምዝመርጹ ዘይወሰኑ ኣመሪካዊያን ንምእማን ይጽዕሩ ኣለው።

ኣብ ብርክት ዝበላ ክፍላተ ግዝኣታት ኣመሪካ ቅድመ መዓልቲ ምርጫ ድምጺ ምሃብ አብ ዝጀመርሉ ሕጂ እዋን፣ ገለ ኣመሪካዊያን ግና ገና ንመን ከምዝመርጹ’ኳ ኣይወሰኑን።