ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ኣመሪካ ኣብ ስርዓት ምቁጽጻር ትሕዝቶ ማሕበራዊ መራኸቢ ለውጢ የናድዩ

Your browser doesn’t support HTML5

ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ኣመሪካ ኣብ ስርዓት ምቁጽጻር ትሕዝቶ ማሕበራዊ መራኸቢ ለውጢ የናድዩ

ኣብ ኢንተርኔት ናይ ምዝራብ ነፃነት ዝቆፃፀሩ ዘለው ሕግታት ኣብ መላእ ፖለቲካዊ ደምበታት ኣመሪካ ኣብ ሕቶ ይወድቑ ኣለው። ወ

ክልቲኦም ቀንዲ ፖለቲካዊ ፓርትታት ኣመሪካ ዝሰማምዕሉ ሓደ ነገር እንተሃልዩ ኩባኒያታት ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣሰራርሕኦም ክልውጡ ኣለዎም ዝብል እዩ። ናብ ቤተ መንግስቲ ዋይት ሃውስ ንምእታው ዝተዓወተ መን ይኹን ብዘየገድስ ነዚ ሸቶ ንምዕዋት ክሰርሕ ከምዝኾነ ድማ እዞም ፓርቲታት ይሕብሩ።