ቪድዮ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካን ሓገዝ ንወጻኢ ሃገራትን ግንቦት 14, 2024 ዜና ቪኦኤ Your browser doesn’t support HTML5 ሩስያ ኣብዚ ሰሙን`ዚ ናብ ሰሜናዊ ዩክሬን ኣብ ትደፍኣሉ ዘላ እዋን፡ ኣብ መንጎ ፕረዚደንት ጆ ባይደንን ዶናልድ ትራምፕን ዘሎ ፕረዚደንታዊ ውድድር ኣብ ቅልውላው ፖሊሲ ወጻእን ኲናት ቓዛን ኣተኩሩ`ሎ።