ሚ/ምክልኻል ኣመሪካ ንምእላይ ካብ መዝነት ሓላፊ ስታፍ የረድእ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ሚ/ምክልኻል ኣመሪካ ንምእላይ ካብ መዝነት ሓላፊ ስታፍ የረድእ

ሚንስተር ምክልኻል አመሪካ ፒት ሂግሰዝ ሓላፊ ስታፍ ሰራዊት ኣመሪካ ስለምንታይ ብፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ካብ መዝነቶም ተአልዮም ኣረዲኡ። ፕረዚደንት ትራምፕ፣ እቶም ሓላፊ ስታ ካብ ስርሖም ከምዝተሰናበቱ ብማሕበራዊ መራኸቢ'ዮም።

ፕረዚደንት ትራምፕ ነቶም ላዕለዋይ ወትሃደራዊ አዛዚ ካብ ሓላፍነቶም ምብራሮም ፖለቲካ ናብ ሰራዊት የተኣታትው ኣለው ክብል ንዝቀርብ ነቀፌታ እቶም ሚንስተር ምክልኻል ይነጽግዎ።