ቪድዮ ሰበ-ስልጣን ኣመሪካን ዩክሬንን ኣብ ጉዳይ ኲናት ምስ ሩስያ ተዘራሪቦም መጋቢት 11, 2025 ዜና ቪኦኤ Your browser doesn’t support HTML5 ሰበስልጣን ኣመሪካን ዩክሬንን ኣብ ጅዳ ስዑድያ ዝርርብ ኣብ ዝጀመርሉ እዋን፡ ብወገን ዩክሬን ምስ ሩስያ ከፊላዊ ምቁራጽ ተኹሲ ይገበር ዝብል እማመ ክቐርብ ትጽቢት ይግበር ኣሎ።