ምቁራጽ ሓገዝ ኣመሪካ ንዩክሬን
Your browser doesn’t support HTML5
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ምምሕዳሮም ኩሎም ወገናት ናብ መኣዲ ዘተ ንኽመጹ ንምግዳድ'ዩ ክብል ብዝገለጾ ስጉምቲ ትማሊ ሰኑይ ናብ ዩክሬን ዝልኣኽ ወታሃደራዊ ሓገዝ ጠጠው ክብል ኣዚዞም። መራሕቲ ኤውሮጳ ግን ናብ ኪየቭ ኣጽዋራት ምልኣኽ ወሳኒ'ዩ በሃልቲ'ዮም።
Your browser doesn’t support HTML5