ፕረ. ትራምፕ ምስ ቀ/ሚ ብሪጣንያ ተራኺቦም፡ ተዘራሪቦም
Your browser doesn’t support HTML5
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ትማሊ ሓሙስ ንቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ኪየር ስታርመር ኣብ ዋይት ሃውስ ተቀቢሎም ኣናተጊዶሞም። ክልቲኦም መራሕቲ ነቲ ሰለስተ-ዓመታት ዘቁፀረ ሕሱም ኵናት ዩክሬን መዓልቦ ንምግባር ዘለዎም ራኢ’ውን ኣቀሚጦም’ለዉ።
Your browser doesn’t support HTML5