ወሰኽ ግብሪ ንነጋዶ ኣመሪካ ከመይ ይጸሉ?

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ኣብ ልዕሊ ካብ መክሲኮን ካናዳን ዝኣቱ ንብረት ናይ 25% ወሰኽ ግብሪ፣ ካብ ቻይና ድማ ናይ 20% ተግባራዊ ንምግባር ምድላዋት ይገብር ኣሎ።