ቤት ዕዮ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ዜጋታቱ ናብ ሶማል ከይገሹ ኣጠንቒቑ

ቤት ዕዮ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ኣብ ሶማል ቀጺሉ ብዘሎ ምስ ኣልቓይዳ ዝተታሓዘ ጉጅለ ግብረ ሽበራ ኣል-ሸባብ ዝፈጠሮ ስግኣት ዜጋታት ኣሜሪካ ናብ ሶማል ከይጓዓዙ መጠንቐቕታ ኣውጺኡ።

ዜጋታት ኣሜሪካ ብተወሳኺ ኣብ ሶማላንድን ፑንትላንድ ሓዊሱ ኣብ ኹሉ ክፍልታት ሶማል ዘሎ ሓደጋ ተግባር ጭውያ ክፈልጡ ኣለዎም ክብል ቤት ዕዮ ጉዳያት ወጻኢ ጉዳያት ኣፍሊጡሎ።

እዚ ናይ ሎሚ መጠንቐቕታ ነቲ ኣብ ባሕቲ ጥቕምቲ 2015 .. ዝነበረ ዝተኸአዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቤት ዕዮ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ዜጋታቱ ናብ ሶማል ከይገሹ ኣጠንቒቑ