ዋሽንግተን —
ቲክ-ቶክ ምስቲ ኣብ ቻይና ዝመደብሩ ቀንዲ መስራቲ ኩባንያ ንዘለዎ ምትእስሳር ኽበትኽ ዘገድዶ ሓድሽ ዝወፀ ሕጊ ንምቅላሱ ኣብ ዝለዓዓለሉ ዘሎ ቤት ዕዮ ጉዳያት ወፃኢ ኣመሪካ ኸኣ ነቲ ማሕበራዊ ገፅ ኣብ ኣመሪካ ንምእጋዱ ዘሎ ተኽእሎ የፅንዖ’ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣመሪካ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ቲክ ቶክ ዘሕለፈቶ ውሳነ