ዩክሬን ብኣመሪካ ንዝቐረበ እማመ ምቁራጽ ተዅሲ ተሰማሚዓ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣመሪካ ዩክሬን ንዝቐረበ እማመ ምቁራፅ ቶኽሲ ምቕባላን ምስ ሩሲያ ይካየድ ዘሎ ኲናት ከብቅዕ ናብ ዝወስድ መገዲ ስጉምቲ ምውሳዳን ትማሊ ሰሉስ ንኢዳ። ዩክሬን ትማሊ ሰሉስ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ን30 መዓልታትቲ ቶኽሲ ጠጠው ክብል ብልኡኽ ኣመሪካ ንዝቐረበ እማመ ከምዝተቐበለት ኣፍሊጣ'ላ።