ዋሽንግተን —
ኣመሪካ ዩክሬን ንዝቐረበ እማመ ምቁራፅ ቶኽሲ ምቕባላን ምስ ሩሲያ ይካየድ ዘሎ ኲናት ከብቅዕ ናብ ዝወስድ መገዲ ስጉምቲ ምውሳዳን ትማሊ ሰሉስ ንኢዳ።
ዩክሬን ትማሊ ሰሉስ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ን30 መዓልታትቲ ቶኽሲ ጠጠው ክብል ብልኡኽ ኣመሪካ ንዝቐረበ እማመ ከም ዝተቐበለት ኣፍሊጣ'ላ።
Your browser doesn’t support HTML5
ዩክሬን ብኣመሪካ ንዝቐረበ እማመ ምቁራፅ ቶኽሲ ተሰማሚዓ