ፕረዚደንት ኣመሪካ ክኸውን ዝኽእል መን እዩ? ሕገ መንግስቲ'ኸ እንታይ ይብል?
Your browser doesn’t support HTML5
ፕረዚደንት ነበር ዶላንድ ዶናልድ ትራምፕ ንፕረዚዳንታዊ መወዳድርቶም ብቑዓት ዘይሙዃኖም ብምግላፅ ጥርጣረ ንኽፍጠር ምግባር ሓደ ካብቶም ቀንዲ ዝጥቀሙሎም ስትራቴጂታት ወፍሮም እዮም። ሪፐብሊካናዊት ሕፅይቲ ኒኪ ሄሊ ኣብ ቀረባ ዒላማ እቲ ሓሳብ ብምልዓል ክፈጥርዎ ዝፍትኑ ምድንጋራት ኮይነን ኣለዋ።