ፖለቲኸኛታት ኣሜሪካ ኣብ ጉዳይ ቅትለት ኣፍሪካዊያን ኣሜሪካዊያን

ሕጽይቲ ተወዳዳሪት ፓርቲ ዲሞክራትስ ሂላሪ ክሊንተን( ጸጋም) ን ሕጹይ ተወዳዳሪ ፓርቲ ረፖብሊካን ዶናልድ ትራምፕ (የማን)

ፖለቲከኛታት ኣሜሪካ ድሕሪ ፖሊስ ንክልተ አፍሪቃዊያን ኣሜሪካዊያን ተኩሶም ምቅታሎም ብዛዕባ'ቲ ዝሰዓበ ህውከት ሓዘል ተቓውሞታት ዝህብዎ ርእይቶታት ኣዝዩ ጥንቓቀ ዝመልኦ ኮይኑ'ሎ።

ብፍላይ ርእይቶታት ክልቲኦም ሕጹያት ፕረዝደንት ምስ ፖሊስ ብምውጋን ንመረጽቲ ኣፍሪቃዊያን ኣሜሪካዊያን ከየግልልዎም ጥንቓቐ ከካይዱ ይረአዩ።

እቲ ማእኸላይ ነገር ንስድራን ፈተውትን'ቶም ኣብ ቀረባ ኣብ ኖርዝ ካሮላይናን ኦኮልሃማን ዝተቐትሉ ምጽንናዕ ክረኽቡ ሓዘኖም ምግላጽ'ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ፖለቲኸኛታት ኣሜሪካ ኣብ ጉዳይ ቅትለት ኣፍሪካዊያን ኣሜሪካዊያን