ዋሽንግተን —
ፕረዚደንት ኣመሪካ ባይደን ድልዱል መሪሕነት ምምሕዳሮም ነቲ ዝመፅእ ዘሎ ምምሕዳር ትራምፕ "መሰረት ዘንበረ’’ እዩ ኢሎም። ሓገዝ ኣመሪካ ንዩክሬን ነቲ ንኣስታት ሰለስተ ዓመት ዝዘለቐ ኣንፃር ወራር ሩሲያ ተካይዶ ዘላ ውግእ ከብቅዕ ክትላዘብ ዝሕግዛ እዩ ኢሎም።
Your browser doesn’t support HTML5
ፕረ.ባይደን ኣብ ጉዳይ ዩክሬን ንዝተኸተሉዎ ፖሊሲታት ተኸላኺሎም