ባይደን ግብረመልሲ ኣብ ዮርዳኖስ ዝተቐትሉ ወታሃደራት ኣመሪካ ከምዝወሃብ ይገልጹ
Your browser doesn’t support HTML5
ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ ዮርዳኖስ ንሰለስተ ኣመሪካዊያን ወታሃደራት ዝቐተለን ብኢራን ዝደገፉ ሚልሽያ ፈፂሞምዎ ንዝተባህለን መጥቃዕቲ ድሮን መልሲ ከምዝህብሉ ኣብ ዝተዛረቡሉ ቤተ መንግስቲ ዋይትሃውስ ድማ ምስ ኢራን ኲናት ከምዘይደሊ ገሊፁ። ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ(ኮንግረስ) ግብረ-መልሲ ክወሃብ ድፊኢት ይገብር ኣሎ።