ድሕሪ ባርዕ ጫካ ሎስ-ኣንጀለስ -- ህዝባዊ ምትሕግጋዝ ይዓቢ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ካብ ሎስ-ኣንጀለስን ከባቢኣን ብሰንኪ ባርዕ ዱር ንዝተመዛበሉን ንብረቶም ዝሰኣኑን ዜጋታት ንምሕጋዝ ዓቢ ግብረ-መልሲ ይርአ ኣሎ። ሰሙን ኣብ ዘቑጸረ ባርዕ፡ ሎሚ እቲ ብርቱዕ ንፋስ’ውን ብመጠኑ ስለ ዝዘሓለ፡ ንኣጥፋእቲ ሓዊ ተስፋ ሂቡ ኣሎ። ቅድሚኡ ግን እቲ ጻዕሪ ነቶም ኵሉ ዝሰኣኑ ንምሕጋዝ’ዩ።