ኣመሪካ፤ ሓዱሽ ምህዞ ናይ ስራሕ ቦታ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣመሪካ፤ ሓዱሽ ምህዞ ናይ ስራሕ ቦታ

ለበዳ ኮቪድ-19 ሜላ ስራሕ ኣመሪካውያን ቀይርዎ እዩ ። ብሚልዮናት ዝቑፀሩ ሰባት እንተወሓደ ንገለ ክፋል ግዜ ካብ ገዝኦም ኮይኖም ይሰርሑሉ ዘለዉ እዋን ኣብያተ ፅሕፈት ድሌታቶም ንምምላእ ሓዱሽ ምዕባለ ለውጢ ከምፅኡ ኣለዎም ክብሉ ሰብ- ሞያ ይምዕዱ። ንቤት ዕዮታት ፌደራል ዝከታተል ትካል ምምሕዳር ሓፈሻዊ ኣገልግሎት ኣመሪካ እዚ እንታይ ማለት ምዃኑ ንምርዳእ ይፅዕር ኣሎ።