ቪድዮ ጸጥታ ኣብ ምርጫ ኣመሪካ 2024 ሕዳር 04, 2024 ዜና ቪኦኤ Your browser doesn’t support HTML5 ጽባሕ ሰሉስ 5 ሕዳር 2024 ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ቅድሚ ሎሚ ተራእዩ ብዘይፈልጥ መገዲ ይምዕብል’ሎ። ሰበ-ስልጣን ፀጥታን ስለያን ዝለዓለ ደረጃ ስግኣት ፀጥታን ሓደጋን ካብ ደገን ውሽጥን ከጋጥም ከምዝኽእል ንመረፅቲ የጠንቅቑ’ለዉ።