ኔቫዳ ውጽኢት - ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ካብ ዝውስና ክፍለ ግዝኣታት

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ምርጫ ኣመሪካ ኩለን ኣዒንቲ ናብ ኣብ ውፅኢት ፕረዚደንታዊ ምርጫ 2024 ወሰንቲ ክኾና ትፅቢት ዝግበረለንን ዓውዲ ግጥማት ተባሂለን ናብ ዝፅውዓን ሸውዓተ ክፍል ግዝኣታት የቋምታ ኣለዋ። ገሊአን ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ፖለቲካዊ ለውጢ ዝገበራ ክኾና ከለዋ እዛ ንመን ከም እትመርፅ ኣቐዲማ ዘይትፍለ ክፍለ ግዝኣት ኔቫዳ ናብ ሓዲኡ ቀንዲ ፖለቲካዊ ፓርቲ ኣይተዘንብልን ዘላ።