ኣብ ምርጫ ኣመሪካ 2024 ኣቐዲሞም ድምጾም ዝሃቡ እንታይ ይብሉ?

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ቅድሚ ዝመጽእ ሰሙን ሕዳር 5 ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ፡ በመሰረት መጽናዕቲ ዩኒቨርሲቲ ፍሎሪዳ ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ሰባት ድሮ ድምጾም ሂቦም ኣለዉ። ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ኢትዮጵያውያን ኣመሪካውያን ወለንተኛታት፡ ኣቐድሚካ ድምጽኻ ምሃብ ብዙሕ ረብሓ ኣለዉ ይብሉ። ኣብ ኣመሪካ ን33 ዓመታት ዝተቐመጠ ነባሪ ከንሳስ ሲቲ ክፍለ ግዝኣት ከንሳስ ዶ/ር ሰሎሞን ረታ፡ ንመዓልቲ ምርጫ ከይተጸበየ ኣቐዲሙ ዘድመጸሉ ምኽንያት ይገልጽ።