ኣመሪካ - ወፍሪ ኣንጻር መርበባት ግብረ-ሽበራ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ላዕለዋይ መሪሕነት ጸረ-ሽበራዊ መጥቃዕቲ ሰባስቲያን ጎርካ፡ ካብ ጥሩፋት እስላማዊ ጉጅለታት ዝብገስ ዘሎ ዓለምለኸ ስግኣታት ምውሳኹ ገሊጹ። እቲ ላዕለዋይ ዳይረክተር ኣብ ኣሃዱ ጸረ-ግብረ ሽበራ ኣመሪካነ ከም ዝብሎ፡ እቲ ስግኣታት እናዓበየ ኣብ ዝመጽኣሉ ዘሎ እዋን፡ ንምግታእ እቲ ሓደጋ ዝውዕል ባጀት ድማ ጎዲሉ’ዩ።