3 ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ህውከት ክልል ኦሮምያ ንክፃረይ ፀዊዖም

John Kerry

ኣብ ኢትዮጵያ ቀፂሉ ኣሎ ዝበልዎ ኩነታት ሙሉእን ዓሚቕን ምርመራ ንክግበር ናብ ሚኒስትር ወፃኢ ኣሜሪካ ፃውዒት ኣቅሪቦም።

ቀ/ሚ ኃይለማርያም ደሳለኝ ኣብ'ዚ ቀረባ ኣብ ዝሃብዎ ሪኢቶ 'ዘየዳግም ሕጋዊ ስጉምቲ ኣብ ልዕሊ'ቶም ህውከት ዘበገሱ ክንወስድ ኢና' ከምዝበሉ ዝዝከር'ዩ።

Your browser doesn’t support HTML5

ሪፖርት መጸዋዕታ ኣባላት ኮንግረስ