ዋሽንግተን —
ውጽኢት ኲናት ዩክሬን ኣብ ሓገዝ ኣመሪካ ዝምርኮስን ኣብ ወሳኒ ደረጃ ዝርከብን እዩ ክብል ማሕበረሰብ ስለያ ኣመሪካ ንኣባላት ባይቶ ገሊጹ።
እቲ ማሕበረሰብ ስለያ ነዚ ዝበለ ትማሊ ሰኑይ ኣብ ዘውጽኦን ንዓለማዊ ስግኣታት ዝዳህሰሰ ዓመታዊ ጸብጻቡ ኣቢሉ'ዩ።
Your browser doesn’t support HTML5
ክፍሊ ስለያ ኣመሪካ ኣብ ኲናት ዩክሬን ጸብጻብ የቕርብ