ዋሽንግተን —
ኣብ ልዕሊ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ዝምልከት ዝሓለፈ ዓመት የካቲት ኣብ ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ዝቀረበ ረቒቅ ሕጊ ዝዘተየ ኣኼባ ሶሉስ ተሳሊጡ።
እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ተፈጺሞምን ይፍጸሙ ኣለው ኢሉ ዘውገዘ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ረቒቅ ዘዳለው ክሪስ ስሚዝ እዮም።እቲ ረቒቅ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብ ኣዊ መሰላት ክረጋገጽን ኩሉ ሓቆፍ ምምሕዳር ክቀውም ከምዝግባእ ይገልጽ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ቤት ምክሪ ኣሜሪካ ንኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዝዝትይ ኣኼባ ኣካይዱ