ባይቶ ኣመሪካ ነቲ ብምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝቐረበ እማመ ባጀት ብትሪ ነጺግዎ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ ነቲ ብምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝቐረበ እማመ ባጀት ብትሪ ነጺግዎ። ትራምፕ ዘቕረቦ ሓዲሽ እማመ፡ መንግስቲ ንሰለስተ ወርሒ ዝጸንሕ ባጀት ክምደብን ደረት ግዜ ሃገራዊ ለቓሕ ክናዋሕን ዝጽውዕ`ዩ።    ትማሊ ሓሙስ ብቅልጡፍ ዝተኣከበ ባይቶ ኣመሪካ ዘቕረቦ እማመ ባጀት ዝመጽእ ዓመት፡ ክልተ-ሲሶ ድምጺ ስለዘይረኸበ ክወድቕ ክኢሉ`ሎ። እቲ ዓንቀጽ እንተዘይሓሊፉ ድማ ገንዘብ ስለ ዘይተመደበሉ ስርሓት መንግስቲ ይዕጾ`ሎ ማለት`ዩ።