ኣብ ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ስልክን ኢንተርነትን ነጻ ክኸውን ጻውዒት ቀሪቡ

  • መለስካቸው ኣምሃ

ኣብ ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ስልክን ኢንተርኔትን ቀሊልን ክፉትን ክሳብ ዝከውን ንኩባንያታት ዩናይትድ ስቴትስ ምቹእ ባይታ ኢንቨስትመን ምፍጣር ኣጸጋሚ'ዩ ክብሉ ኣተሓባባሪ'ቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተካየደ ጉባኤ ንግዲ ዩናይትድ ስቴትስ ኣፍሪቃ ገሊጾም።

ሎሚ ኣብ ዝተዛዘመ'ቲ ጉባኤ ንግዲ ዩናይትድ ስቴትስ- ኣፍሪቃ ዘዳለዎ ሓባራዊ ቤት-ምክሪ ኩባንያታት ኣፍሪቃ ኣካያዲ ስራሕ ስቲቭ ሃይስ ጨንፈር መራከቢ ክፉት ክከውን ኣለዎ'ውን ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ስልክን ኢንተርነትን ክከፍት ጻውዒት ቀሪቡ