ዋሽንግተን —
ፕረዚደንት ጆ ባይደን ሒደት መዓልታት ቅድሚ ስልጣን ምሕዳጉ ብዛዕባ ፖሊሲ ወጻኢ ጉዳያት ምምሕዳሩ መደረ ኣስሚዑ፡ ንዘለዎ እምነት ድማ ገሊጹ። ናብ ስልጣን ዝመጽእ ዘሎ ሪፓብሊካን ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ግን ንፖሊሲ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ናብ ዝተፈለየ ኣንፈት ከምዘማእዝኖ ክገልጽ ጸኒሑ`ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
መደረ ፕረ. ባይደን ኣብ ፖሊሲ ጉዳያት ወጻኢ ምምሕዳሩ