ኣመሪካ ሓድሽ ኣምባሳደር ኣብ ሶማል ሸይማ

ኣምባሳደር ስተፈን ሽዋርት ስ ሓድሽ ኣምባሳደር ኣመሪካ ኣብ ሶማል ኮይኖም ዝሓለፈ ሶኑይ ተሸይሞም።

ሽመት ኣምባሳደር ስተፈን ኣመሪካ ኣብ ዝሓለፉዕስራን ሓምሽተን ዓመታት ናይ ፈለማ ኣምባሳደራ ገይርዎም ኣሎ።

ኣምባሳደር ስተፈን፤ ኩነታት ጸጥታን መጻኢ ሓፈሻዊ መርጫ ሶማልን ዝኣመሰሉ ኣገደስቲ ጉዳያት እታ ሃገር ኣብ ዘለውሉ ግዜዮም ነዚ መዝነት ተመዚዞም።

ሽመት ኣምባሳደር ስተፈን ሽዋርት ስ ኣብ ርክብ ኣመሪካን ሶማልን ዓብይ ምዕራፍ ዘለዎዩ።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣመሪካ ሓድሽ ኣምባሳደር ኣብ ሶማል ሸይማ