ቪድዮ ኣመሪካ ቱርኪየ ንመራሕቲ ሓማስ ከይትቕበል ተጠንቅቕ ሕዳር 26, 2024 ዜና ቪኦኤ Your browser doesn’t support HTML5 ቀጠር ፖለቲካዊ መራሕቲ ሓማስ ካብ ግዝኣታ ወጺኦም ናብ ቱርኪየ ከምዝኸዱ አብዚ ወርሒ ገሊጻ አላ። እዚ ሓበሬታ’ዚ ካብ ዋሽንግተን ተቓውሞ ኣስዒቡ ኣሎ። መንግስቲ ቱርኪየ ንመራሕቲ ሃማስ ከይቅበሎም ኣመሪካ ኣጠንቂቓ እያ።