ተቐባልነት ዝሰኣኑ ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት እስራኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ሃገራቶም ካብ ዘሎ ሕሰም ሃዲሞም ኣብ እስራኤል ውሕስነት ክረኽቡ ዝተሰዱ ብኣሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ቀጻሊ ፍርሒን ስግኣት ምጥራስ ይነብሩ ከምዘለው አጃንስ ፍራንስ ፕረስ ዝተባህለ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ይገልጽ።